ሓገዝቲ መምርሒታት ንጸሓፍትን ተርጐምትን – 2ይ ክፋል

ኣብዚኣ ነስተብህል ዝኸበርኩም ኣሕዋት፡ ዝሓለፈ እዋን ብዛዕባ እዘን ኣብ ዘበንና ኣብ ዝኣቱን ዘይኣቱን እነእትወን ዘለና፣ ተውላጠስማዊት ዝዀነት ቃል ናይ ትብልን ብክልተ መስተጻምራት ዝቖመ ናብ ዝብል ቃልን ገለ ኢልና ነይርና። ርግጸኛታት ኢና፣ ንብዙሓት ካባና ሓድሽ ተቓልዖት ከም ዝዀነን ክትዕን ከም ዝፈጥርን። ሓደ ክትዕ ዝፈጥር ነገር እንተሎ ግን፣ ኣብ ገለ ጽሑፋትና ድዩ ዝርርባትና ን ኣብ ትብል ቃል…

ሓገዝቲ መምርሒታት ንጸሓፍትን ተርጐምትን – 1ይ ክፋል

ኣብዚኣ ነስተብህል!!! ብመጀመርያ፡ ነቲ ቋንቋ ዝኣክል ዓብይ ውህበት ዝለገሰልና ልዑለ-ልዑላን፡ ንጉሰ ዘነገስት ዝዀነ፣ ኣዝዩ ዓብይን ጃንሃይን ኣምላኽ፡ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፡ ክብሪ ይዅኖ። ነዛ ሓጻር መጽናዕታዊት ጽሑፍ ከነቕርብ ሓይሊ ስለ ዝሃበና ድማ ኣዚና ነመስግኖ። ገለ ሰባት ሓተታኦም ክህቡ ከለዉ፣ ቋንቋ ትግርኛ ብ 2270-2030 ቅድሚ ፍሉጥ ዘመን ኣብ ከባቢ ሞሶፖታምያ ከም ዝጀመረ ይትርኹልና። እቶም ንዓና ዝፈረዩ ወለድና…

UNDERSTANDING MELES ZENAWI

ANALYSIS The United States considers Ethiopia its strategic ally in this part of the world, where its interests are challenged by the existence of Al-Quida associated Al-Shabab in Somalia, and the rogue regime in Eritrea. In the eyes of American senior diplomats, the destabilization of Ethiopia “could affect the entire Horn of Africa region”. And…

Bill Gates Receives Honorary Degree from Addis Ababa University

Addis Ababa, Ethiopia – The co-owner and co-chair of Microsoft Company and the Bill and Melinda Gates Foundation, also the richest person on the planet and a philanthropist, William Henry “Bill” Gates III received an honorary doctoral degree (honoris causa) from Addis Ababa University (AAU) on Thursday, July 24. The honorary degree-giving ceremony was attended by…

ምስላታት፤ ኣበሃህላ፤ባህሊን ትግርኛ

ምስላታት፤ ኣበሃህላ፤ባህሊን ትግርኛ  click here to download in PDF ተወሳኺ መፅሓፍ ምስላታት፤ ኣበሃህላ፤ባህሊን ትግርኛ ተደሊኹም ንዛ ሊንክ ክሊክ ግበርዋ ምስላታት፤ ኣበሃህላ፤ባህሊን ትግርኛ  ልቢ ኣኮስያ ወዲ ሓፍቲ ይፈልጦ ሃፂፅካ ፍልሖ እንዳማርያም መኣዝ እ ትበፅሖ ሓዱሽ ፍቕሪ መወድኢ እኽሊ ሓዱሽ እኽሊ መዐደጊ ኩሕሊ ሕሱምያ ቁርስ ምስዘይትፈትዎ የተሓቋቑፍ ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ኣፅንዕ ክልተ ዓያሹ ጋዓት ይኮላለሱ…